መርድእ

 |  Tuesday, 18 August 2015 20:47
ፍቑር ሓውና እስቲፋኖስ ወልደማሪያም ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 57 ዓመት ዕድሚኡ ሰንበት 16 ነሓሰ/Augusti 2015 ዓሪፉ። ስነ-ስርዓት ዝኽርን ቀብርን ሓሙስ…

መርድእ

 |  Tuesday, 11 August 2015 00:00
እንፈትዎ ወድና ህጻን ዮናስ ሙሴ ፍስሃየ ኣብ መበል 5 ዓመት ሸዊት ዕድሚኡ ብዕለት 07/08/2015 ብድንገት ብሞት ስለተፈልየና፡ ናይ ፍትሓት ጸሎትን…

መርድእ

 |  Tuesday, 04 August 2015 16:22
ጓልና ዮሳን ወልደሩፋኤል ኣፈወርቂ ብድንገት ኣብ መበል 7 ዓመት ሸዊት ዕድሚኣ ብዕለት 25 ሓምለ ብድንገት ብሞት ስለተፈለየትና፡ ናይ ፍትሓት ጸሎትን…

መርድእ

 |  Wednesday, 08 July 2015 17:00
  ፍቑርን ፍትውን ወድና መንእሰይ ኣሮን ኣብርሃም ብሃንደበት ኣብ መበል 26 ዓመቱ ስለ ዝዓረፈ ስነ ስርዓት ቀብርን ፍትሓትን ንረቡዕ…

ምስጋና

 |  Monday, 22 June 2015 02:00
ብምኽንያት ሞት ዘፍቅሮ ብዓል ቤተይ፡ ነፍስሔር ባህልቢ ምሕረትኣብ ጸጋይ ዝተሰምዓኒ መሪር ሓዘን እናገለጽኩ፡ ኩሉኹም ምስ ሓመመ ንኽፍወስ መዓልትን ለይትን ኣብ…

መርድእ

 |  Monday, 01 June 2015 21:35
ወ/ሮ ዛይድ ኢያሱ ዛይዶም፡ ብሓደጋ ስለ ዝዓረፈት፡ ንሓሙስ፡ ዕለት 04 ስነ 2015 ዓ.ም. ሓመድ ኣዳም ትለብሰሉ፡ ዕለት ስለ ዝዀነ፡ ኣቃብሩና…

መርድእ

 |  Wednesday, 15 April 2015 19:35
ፍቑር ሓውና ሃብተ ተወልደብርሃን ገብረየሱስ ብሕማም ምኽንያት ቀዳም 07 መጋቢት / March 2015 ኣብ መበል 53 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ። ስነ-ስርዓት…

ምስጋና

 |  Thursday, 02 April 2015 02:00
ብምኽንያት ሞት እነፍቅሮ ሓውና ነብስሔር ኤርምያስ በርሀ ጥላሁን፡ ካብ እዋን ሕማሙ ኣትሒዝኩም ክሳብ ሓመድ ኣዳም ዝለስብ፡ ዘተሓዛዘንክሙናን ዘጸናናዕኩምናን ኩሉኹምን ኤምባሲ…

መርድእ

 |  Monday, 09 March 2015 13:32
ፍቑር ሓውና ኤርምያስ በርሀ ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 56 ዓመት ዕድሚኡ ዓርቢ 06 መጋቢት / March 2015 ዓሪፉ። ስነ-ስርዓት ፍትሓትን…

Page 2 of 5
videographer tampa