ምስጋና

 |  Friday, 06 February 2015 00:00
ስነ ስርዓት ቀብሪ እንፈትዎ ዉሉድና መንእሰይ መሓሪ ዘርአ መንገሻ ብዕለት 25-01-2015 ኣብ መበቆል ዓዱ ዓዲ ሓውሻ ተፈጺሙ። ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ…

ሓበሬታ: ጸሎት-ፍትሓት

 |  Monday, 05 January 2015 16:39

መርድእ

 |  Sunday, 09 November 2014 18:37
ወድና መንእሰይ ኣድሓኖም ገብረሚካኤል ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 17 ዕድምኡ ብዕለት 28-08-2014 ኣብ Lund Sjukhus ስለዝዓረፈ ኣቃብሩና ይብሉ ስድራ ቤት::…
WELCOMEባኣን/ጀማ/184/2014  ነሓሰ 28, 2014ምልክታ Dead Line for AHP-2013 Registration ኣብ መወዳእታ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣስመራ ኪስራሕ ንዝተወጠነ መንበሪ ኣባይትን ትካላትን። ምዝገባን…
WELCOMEባኣን/ጀማ/184/2014  ነሓሰ 28, 2014ምልክታ  ኣብ ካልኣይ ዙርያ ተመዝጊቦም ዕርቡን መስርሒ ገዛ ዝኸፈሉ ምምላስ (Refund) ዝምልከት ከም ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ: ኣብ…

መርድእ

 |  Wednesday, 30 July 2014 22:49
ኣቶ ገብረዝጊ መንግስቱ ብሃንበደታዊ ሕማም ብዓርቢ ዕለት 25 ሓምለ ኣብ መበል 75 ዕድሚኦም ስለ ዝዓረፉ ኣቃብሩና ይብሉ ቤተ ሰብ። መደብ…

መርድእ!

 |  Monday, 21 July 2014 16:58
ወድናን ሓውናን ሰመረ ሰሎሞን ኢሳቅ ኣብ መበል 44 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም ምኽንያት ስለ ዝዓረፈ ንጽባሕ ረቡዕ ዕለት 23.07.2014 ኣቃብሩና ይብሉ።…

ምስጋና!

 |  Monday, 21 July 2014 12:03
ብሞት በዓል ቤተይ ኣቶ ሃብተ ሰመረ ዝተሰማዓኒ መሪር ሓዘን እንዳገለጽኩ፡ ኣብ ግዜ ሓዘና ካባና ከይተፈለኹም ምሳና ክትማላለሱ ዝቐነኩም ኣዝማድን ፈተውቲ…

መርድእ

 |  Friday, 27 June 2014 17:35
ወድናን ሓውናን ዮውሃንስ ይሕደጎ ተ.ጽዮን ኣብ መበል 43 ዓመት ዕድሚኡ ብድንገት ስለዝዓረፈ ኣቃብሩና ይብሉ ስድራቤት! ዕለት፡ ሓሙስ 03-07-2014 ቦታ፡ ስፖንጋ…

Page 3 of 5