FUNERAL

FUNERAL

መርድእ

 |  Wednesday, 18 January 2017 00:00
ኣዚና እንፈትዎ ወድናን ሓውናን ኤልያስ ርእሶም ሃይለ፡ ብዓርቢ 13 ጥሪ (januari) 2017 ብድንገት፡ ኣብ መበል 32 ዓመቱ ዓሪፉ። ስነ- ስርዓት ቀብሩ፡ ሰሉስ 24 ጥሪ (januari) 2017 ክፍጸም እዩ። ፍትሓትን ቀብርን…

መርድእ

 |  Saturday, 14 January 2017 00:00
ሓበሬታ ንኤርትራውያን ነበርቲ ስቶክሆልም ጸሎተ ፍትሓት ሓፍትና ዮርዳኖስ ተስፋልደት ንሰኑይ 16 ጥሪ 2017፡ ኣብ ቤተ ክርስትያን Akalla ክካየድ ኢዩ። ቦታ፡ Akalla kyrka ሰዓት፡ 10፡00 - 11፡00 ቤተሰብ፡

መርድእ

 |  Saturday, 26 November 2016 00:00
ናይ እነፍቅሮ ወድና ኤፍረም ምስግና ተወልደ፡ ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ንሓሙስ ዕለት 01 ታሕሳስ (December) 2016 ክፍጸም እዩ። ቦታ፡ ፍትሓት ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስተ ማርያም ኣካላ (Akalla) ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ምፍጻሙ፡…

መርድእ

 |  Sunday, 20 November 2016 00:00
ሲስተር ሙሉ ጸጋይ መብራህቱ፡ ብሰንበት 08 ሕዳር (November) 2016፡ ኣብ መበል 66 ዓመታ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ንሓሙስ ዕለት 24 ሕዳር (November) 2016 ክፍጸም እዩ። ቦታ፡ ስኩግስ…
http://www.raimoq.com/trauerfeier-von-mebrat-habtu-in-messe-giessen/
Rate this item
(9 votes)
መርድእ - ስነ ስርዓት ቀብሪ Tekle Abraha Tekle Abraha ዕለት 29-06-2016 ቦታ Kyrkans ceremoni kl 11Skogskyrkogårdenስነስርዓት ሓመድ ድበስዓት 12:00 Jordfästning…

መርድእ ሶፍያ ሱሀን

 |  Tuesday, 07 June 2016 00:00
መርድእብልቢ ንፈትዋን ነፍቅራን ጓልናን ሓፍትናን ሶፍያ ሱሄን ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 30 ዓመታ ብዕለት 30-05-2016 ካብዚ ዓለም ተፈልያትና ። ሓዘን…
ወድና ቢንያም ሃይለ በላይ እንፈትዎ ወድናን ሓውናን ቢንያም ሃይለ በላይ ብዘጋጠሞ ሕማም ብዐለት 25 ግንቦት 2016 አብ መበል 57 ዐድሚኡ…

Page 1 of 6