ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር ብኣቶ ተኽለ መንግስቱ ሓላፊ ህዝባዉን ኮማዉን ጉዳያት ኣብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ስዊድንን ሃገራት ስካንዲናቪያን ከምኡ’ዉን ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ እድሪስ ሕሞዳይ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ…

መኸተ ክሳብ ዓወት

 |  Thursday, 14 November 2013 01:27
ካብ ዕለት 25 ክሳብ 28.07.2013 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝተኻየደ መደብ ፈስቲቫል ኤርትራስካንዲናቪያ 2013፡ ተሳተፍቲ ፈስቲቫል፥ ብቐዳምነት እቲ ሃገርና ኤርትራ ሒዛቶ ዘላ መስርሕ ህንጸት ሃገርን መደባት ልምዓትን ብምምጓስ፥ ቐጺሉ ከአ…

Vito Fiorino saved 47 lives

 |  Monday, 11 November 2013 00:38
ኣብ ካሕሳኻ የውዕለና፡ ኢጣሊያዊ ቪቶ ፊዮሪኖ Grazie Vito Fiorino! "ኣብ ከምዚ ከቢድ ሓዘን እንከለኹም፣ ክተሓባበረኩም’ምበር፡ ከኽፍለኩም ፍቓደኛ ኣይኮንኩን" ኢጣልያዊ ቪቶ   ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ባሕቲ ጥቅምቲ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፐዱዛ ኣብ…
ብቐዳም 03 ሕዳር 2013 ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ስፖርታዊ ንጥፈታት ስካንዲናቪያ ነቲ ኣብዚ ዓመት ወርሒ ሰነ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ስፖርት ኤርትራዊያን ስካንዲናቪያ ሓያልን ድኹምን ጎንታቱ ንምልላይ ኣብ ከተማ የተቦሪ ዕዉት ገምጋማዊ ኣኼባ ኣካይዱ።…

ዕውት ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ኤረብሩ

 |  Saturday, 26 October 2013 21:31
ኣብ ከተማ ኦረብሩ ብዕለት 26/10/2013 ካብ ኦረብሩን ከባቢኣን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ዕውት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቐዲመን ሽማግሌታት ሃገራውያን ማሕበራት ማለት ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ኦረብሩ፡ ሃማዴኤ፡ ህግደፍ ከሞኡ’ዉን መኸተን ተራኺበን ብህሉዉ ኩነታት…

UK Wide NUEW General meeting Held

 |  Tuesday, 12 February 2013 18:55
The National Union of Eritrean Women United Kingdom, held its first congress on February 09 / 2013 in London UK. The union's representatives from Sheffield, Birmingham, London, Manchester, Coventry  presented report…

Fenkil Celebration in South London UK - 2013

 |  Monday, 11 February 2013 17:41
On Saturday February 09th,  PFDJ South London Chapter held the annual Fenkil event to commemorate the 23rd anniversary of the liberation of the city port of Massawa. This highly successful event…

ሃማደኤ ንኡስ ጨንፈር ዮተቦሪ

 |  Sunday, 22 February 2015 18:16
ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት ሃማደኤ ንኡስ ጨንፈር ዮተቦሪ ዓቢ ጽምብል ኣዳልዩ ከምዘሎ ብሓጎስ ነበስር።ቀዳም ፅለት 7 መጋቢት 2015 ካብ ሰዓት 16፡00 - 01፡00 ዓቢ ባህላዊ ምሸት ብሁቡብ…
Picture gallery{sfx display='slideshow' url='https://picasaweb.google.com/data/feed/base/user/112310398499386700813/albumid/6099826377543891281?alt=rss&kind=photo&hl=sv'}
ብ ኣማኑኤል ወዲሸቃ ራኢይ ህዝባዊ ግንባርን ህዝቢ ኤርትራን ንሰላምን ቁጠባውን፡ ንዲሞክራስያዊ ዕብየት ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ፡ ብሓፈሻ ኸኣ ንኣፍሪቃ ዝጠመተ እዩ ነይሩ። ህዝባዊ ግንባር በሊሕ መሪሕነት ካብ ተሞኩሮ ዝተማህረን ብተምኩሮ ዝተሳሕለን…