Meseret Bahlbi -The antithesis of ‘Linchpin Spy’

 |  Sunday, 31 January 2016 00:00

The court case of Meseret Bahlbi against Mirjam van Reisen, a Dutch University Professor,  is a single significant moment for Eritreans Diaspora with the right to live without intimidation in Europe and elsewhere from influential individuals with clear political objectives.

ጉባኤ ብዝኽሪ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋት ኣቦ ወንበር ጉጅለ ኣቶ ሃይለ ኣብርሃ ናይ መኽፈቲ ቃል ኣስሚዑ፡ ንሱ ቀጺሉ ጉጅለ ኣብዚ ዓመት ንዘካየዶም ዕዉታት ንጥፈታት ብሳላ ተወፋይነት ኣባላትን ውሁድ ስራሕ ሽማግለ ምንባሩ ብምጥቃስ ጉባኤ ኣብ ዝቐርቡ ዛዕባታትን ጸብጻባትን ኣገዳሲ ዘተን...

Eritreans condemns the Human Rights report from the UN Commission of Inquiry on Eritrea (COIE). The report lacks of authenticity and credible evidence. It contains defamatory accusations with criminal intent, deceptive, inaccurate and demonstrates actual malice...

Media

An Action day against the politically biased, grossly exaggerated and completely unsubstantiated report made by the Commission of Inquiry (COI) on Human Rights in Eritrea has been launched throughout United Kingdom...

ኣባላት ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣንጎላ ብዕለት 02/01/2016 ኣኼባ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዛዕባ ዓመታዊ ገምጋም ሓፈሻዊ ንጥፈታት ማሕበረ-ኮም፣ ምፍታሕ ማሕበራዊ ጸገማት ኣባላትን፣ ኣብ ጥሙር ሃገራዊ መኸተ፣ ኣንጻር’ቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብጉልባብ ሰብኣዊ መሰላት ዝካየድ ዘሎ ጸለመ ምምካትን ዝብሉ ኣርእስታት ዘትዮም...

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት፡ ምክብባርን ሓድሕዳዊ ፍቕርን ዝሕላገቱ ረዚን ክብርታት ህዝቢ ኣብ ምንጽብራቕ ተራኦም ከዕዝዙ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣቶ ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል ኣዘኻኺሩ። ኣምባሳደር ዮውሃንስ፡ ብ27 ታሕሳስ ንኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን...

President Isaias coveys message of good wishes

 |  Saturday, 02 January 2016 00:00

Asmara, 31 December 2015 -   President Isaias Afwerki has conveyed a message of good wishes to the Eritrean people inside the country and abroad; to the gallant members of the Eritrean Defense Force; as well...

ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ጉጅለታት ከተማታት ቢልፈልድ ከለን ሙንሽንግላድባኽ ቩፐርታል ክረፌልድን ዱዝልዶርፍን ”ቅኒት ዉሁድ ስትራትጂ መኸተ” ብዝብል ቴማ ብዕለት 6.12.2015 ኣብ ከተማ ዱዝልዶርፍ ምስ ኣብ ዝተቓንዐ ዓመታዊ ኣኼባ ፡ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብሚኒስተር ቁጠባን ልምዓታዊ ምትሕግጋዝን ዶክተር ገርድ ሙለር ንዝተመርሐ ልኡኽ ጀርመን፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብቲ ርክብ ክልቲኦም ወገናት፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጀርመንን ክልተኣዊ ልምዓታዊ ምትሕግጋዝ...

ሃማደኤ ንኡስ ጨንፈር ከለን  ርመን ብዘዳለውኦን ብዝጽውዖኦን ዕድመ መሰረት ብምግባር ብዕለት 28/11/2015 ስንኩላት ሓርበኛታትና ካብ ተጸበይቲ ናብ ኣፍረይቲ ንቐይሮም ኣብ ዝብል ቴማ ሰሚናር ተኻይዱ፡፡ መደብ ብዝኽሪ ሰማእታት ብድሕሪ ምኽፋት ፡ ኣደ መንበር ሃ.ማ.ደ.ኤ. ንኡስ ጨንፈር...