ብሰኑይ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2016 ድሕሪ ቀትሪ ዝኽሪ መስዋእቲ ንሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣመልኪቱ ብ ህ.ግ.ደ.ፍ ጉጅለ የተቦሪ ዝተወደበ ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፍዎ ናይ ዝኽሪ መደብ ተኻይዱ...

My delegation commends the UNHRC, EXCOM and the Chair person for organizing and leading the current session. I also congratulate you, HE Mr Filipo Grandi on your election as UN High Commissioner for Refugees and express my delegation’s readiness to engage and cooperate with your mandate...

Veteran Fighter Ambassador Girma Asmerom Passes Away

 |  Sunday, 09 October 2016 19:04

Asmara, 07 October 2016 - Veteran Fighter and Eritrea’s Permanent Representative to the UN, Ambassador Girma Asmerom passed away on 5 October at the age of 66...

ኤርትራውያን ነበርቲ ስቶክሆልምን ከባቢኣን፡ በዓል መስቀል ብክብ ዝበለ ድምቀት ኣብዒሎም። ኣቐዲሞም፡ ምእመናን ብካህናትን ዲያቆናትን እናመርሑ፡ ካብ ወጋሕታ ክሳብ ረፋድ፡ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኣካላ ቅዳሴ ኣካይዶም...

At the 28th Annual European Association for International Education, this year’s conference took place from 13-16 September in Liverpool, UK with 5200 attendees from over 80 countries...

ኤርትራውያን ነበርቲ ስቶክሆልምን ከባቢኣን፡ ዝኽሪ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡ ብክብ ዝበል ድምቀት ኣካይዶም። ኣብቲ ብጉጅለ ህግደፍ ስቶክሆልም ተወዲቡ ዝተኻየደ ዝኽሪ፡ ኣብ መኽፈቲ ኣቦ መንበር’ቲ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገራት ስካንድናቪያ፡ ሓድነቶም ኣብ ምሕያልን ንመኸተ ድሉውነቶም ብምርግጋጽን ፌስቲቫል 2016 ብዓወት ዛዚሞም። ከም ወትሩ ንዕዉታት ሽልማትን ንተሳተፍቲ ሃገራት፡ ዞባታት ኮማትን ማሕበራትን፡ ናይ ተሳትፎ ምስክር ታርጌታን ተዓዲሎም።

መኣዲ ስነ-ጥበባት ኣብ ፌስቲቫል

 |  Tuesday, 23 August 2016 00:00

ፌስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገራት ስካንድናቪያ፡ ብዘይካ’ቶም ዘቕርቦም መዘናግዒታትን ኣግልግሎታትን፡ መኣዲ ስነ - ጥበባት ብምምዳብ፡ ንትረኻ “ ድምቕቲ ወርሒ” ን መጽሓፍ “ ንምንታይ” ን ዝዘንተወ መደብ ኣቕሪቡ።

ታሪኽ ኤርትራ ብክቡር መስዋእትን ስንክልናን ዝተነድቀ ዘይጥለም ሕድሪ እዩ!

ብሕድሩ ዑቕባትንሳኤ!

ህዝቢ ኤርትራ ካብቶም ኣብ ዓለም ብሰላምን ኸይነብር፡ኣብ ውግእን ወረ ውግእን ጥራሕ ሂወቱን ኸሕልፎን፡ሂውት ብሉጻት ደቁን መሪርመስዋእትንን ኽኸፍል ዝተፈርደ ህዝቢ እዩ፡፡ኣጋጣሚ ዕጫ ህዝቢ ኤርትራ ይኑ ድኣ እምበር እቲ ዝያዳ መስዋእቲ ዝኸፈለን ዝተሓየረን ዝተጨቆነንህዝብናስ ልዕሊኩሉሰላም እዩዘፍቅር፡፡ኤርትራውቅብትንምቹእስትራተጂካዊኣቀማምጣንስለዘለዋ፡ልዕለሓያላንሃገራትዓይኒኣውዲቐናላ(ዓይኒኣባያእደፈን)፡፡እቶምስሱዓትሓረግጽዓለምናቀደምይኹንሕጂኤርትራከምሃገርኣብቀርኒኣፍሪቃተደኲናክርእዩኣይደለዩን፡፡ብቐደሙ እውን እንተኾነህዝቢኤርትራንውሳኔ ሕቡራት ሃገራት ምሕባርምስኢትዮጵያኣይተቐበሎንጥራሕዘይኮነክሳብመወዳእታረዚን መስዋእቲከፊልሉ፡፡