Saturday, 18 March 2017 00:00

መርድእ

Rate this item
(0 votes)

merhawi

እንፈትዎ ወድና መርሃዊ ሓዲሽ ኣብ መበል 26 ዓመት ዕድሚኡ ብዕለት 08-03-2017 ብድንገት ብሞት ስለተፈልየና፡ ናይ ፍትሓት ጸሎትን ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓትን ሰሉስ ዕለት 21-03-2017 በዚ ዝስዕብ ክፍጸም ምኳኑ ንሕብር።

ሰዓት 09፡30 - ፍትሓት ኣብ Grekiska Ortodoxa kyrkan på birger jarlsgatan 92
ሰዓት 13፡00 - ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣብ Solna norra begravning plats.

ስድራ ቤት

Read 259 times