Wednesday, 20 January 2016 00:00

ምስጋና

Rate this item
(0 votes)

ብምኽንያት ሞት ጓልናን ናጽነት ኣብርሃም፡ ካብ ቀረባን ርሑቕን መጺእኩም ዘጸነናዕኩምናን ዘቃበርክሙናን፡ ከምኡ'ውን ቴሌፎን ብምድዋል ሓዘንኩም ዝገለጽኩምልናን ዘጸነናዕኩምናን ሕሰም ኣይትርከቡ እንዳበልና ምስጋናና ነቕርብ። ሓልዮትኩምን ደገፍኩምን ሓይሊ ክህበና ኢዩ። ብተወሳኺ ኣባላት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ሓዘንን ቀብርን ምሳና ተረኺቦም...

ምስጋና

natsinet abraham

ብምኽንያት ጓልናን ናጽነት ኣብርሃም፡ ካብ ቀረባን ርሑቕን መጺእኩም ዘጸነናዕኩምናን ዘቃበርክሙናን፡ ከምኡ'ውን ቴሌፎን ብምድዋል ሓዘንኩም ዝገለጽኩምልናን ዘጸነናዕኩምናን ሕሰም ኣይትርከቡ እንዳበልና ምስጋናና ነቕርብ።

ሓልዮትኩምን ደገፍኩምን ሓይሊ ክህበና ኢዩ። ብተወሳኺ ኣባላት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ሓዘንን ቀብርን ምሳና ተረኺቦም ስለዘጸናንዑናን ዘቃበሩናን ልዑል ምስጋናና ይብጸሓዮም።

ስድራቤት ኣቶ ኣብርሃም ተ/ሚካኤልን፡ ደቃን በዓል ቤታን።

Read 679 times