Tuesday, 12 January 2016 00:00

መርድእ Featured

Rate this item
(1 Vote)

ክብርትን ፍትውትን ብጸይትና ወ/ሮ ንጽህቲ መለስ ተስፉ በዓልቲ ቤት ነፍስሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣርኣያ፡ ተቐማጢት ኣብ ከተማ ቢለፈልድ ብሕማም ምኽንያት ብዕለት 10/01/2016 ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ብምፍላያ መሪር ሓዘን ይስመዓና። ጸሎተ ፍትሓትን መፋነውን ኣብ‘ዚ ዝስዕብ ዕለትን ቦታን ክካየድ ምዃኑ ንሕብር...

Netsihti Meles Page 1

Netsihti Meles Page 2

Read 659 times